nile media
ንበዓል ገዝኣ ንጓለይ ምስ ቀተሉ ንዓይ ንጓለይ ደፊሮምና!"
- Title
- ንበዓል ገዝኣ ንጓለይ ምስ ቀተሉ ንዓይ ንጓለይ ደፊሮምና!"
- Runtime
- 26:43
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ኣብ ዝነበረ #ወራር ዘይተዘረበ እንበር ዘይተገበረ የለን ናይ ሎማዓንቲ ጋሻና ዝኮና ወላዲት #ሰራዊት #ሻዕቢያ ኣብ ገዛ ምስ ጓለን እንዳሃለዋ መጽዮም #ደፊረንዎም
ጓሎም ካብ ጸላኢ ጠኒሳ ሰብዓያ እውን ሰራዊት ሻዕቢያ #ቀቲሎምዎ ጓለን ምስ ወለደት ናይ #ጸላኢ ቆልዓ ኣየዕብይን ኢላ ዓርሳ #ኣጥፊዓ
ዘን ወላዲት ኣብ ልዕሊ ቤተሰበን ዘጋጠመ ግፍዒ ነጊረናና ኣለዋ
- Title
- "አብ ስደት ዝተፋለጥክዋ ኤርትራዊት ሂወተይ አድሒናትኒ!"
- Runtime
- 1:03:21
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ማርታ ተዘራ ትብሃል ናይ ሎሚ ጋሻና
#2013ዓ.ም አብ ትግራይ አጋጢሙ አብ ዝነበረ #ወራር ካብ #ምዕራብ ትግራይ ናብ #ሱዳን #ተሰዲዳ
አብ ሱዳን ካብ #ተነድባ ክሳብ #ካርቱም ከቢድ ናይ ስቃይን ፈተናን ህይወት አሕሊፋ፡፡እቲ ዘሕለፈቶ ናይ #ስቃይ ህይወት ድማ ብፊልሚ መልዕክ ሰሪሓቶ አመሪቃ እያ፡፡
ድሕሪ #ሰላም #ፕሪቶሪያ ድማ ናብ ትግራይ መፅያ አብ ፊልም ስራሕቲ ትነጥፍ አላ
ሙሉዕ ታሪካ አውጊዓትና አላ
- Title
- "ብሂወት እናሃለወ እዩ ኩላሊቱ አውፂኦም ደርብዮምዎ ከይዶም!"
- Runtime
- 28:04
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ህፃን ዩናታን ገና #3ዓመት ዘይሞልኦ ቆልዓ እዩ
ወለዱ ናብራ ንምምሕያሽ ናብ #ሱዑዲ #ተሰዲዶም ህፃን ዩናታን ምስ ወላዲት አዲኡ አብ ከተማ አፅቢ ይነብር ነይሩ
ሓደ መዓልቲ ካብ ገዝኡ #ጨውዮም ወሲዶሞ ዳሃዩ ጠፊኡ
ድሕሪኡ ግን ናይታ ከተማ #ፓሊስ #ኩላሊቱ ወፅዩ #ሞይቱ ረኪቦሞ ሙሉዕ ታሪኩ ተከታተሉ
- Title
- "በዓልቲ ገዛይ ፆታዊ ዓመፅ (መድፈርቲ) ተፈፂሙላ ወሊዳ ግን ኣይፈታሕኹዋይ!"
- Runtime
- 34:09
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ኣብ ምክልካል ሃገር ሰራዊት ብዙህ ጊዜ ዘገልገለ ተጋዳላይ እዩ ናይ ሎሚ ጋሻና
2013ዓ.ም ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ኣብ ዝነበረ ወራር ድማ ምእንተ ህዝቡ ኢሉ በረካ ወሪዱ ተጋዲሉ ኣካሉ ጓዲሉ ተመሊሱ
ድሕሪ ህክምና ንገዝኡ ክምለስ ከሎ ድማ እኖ ደቁ በዓልቲ ገዝኡ ሰራዊት ኢ/ያ ተደፊራ ከቢድ ኣብ ዝኮነ ናይ አእምሮ ሕማም ኮይና ፀኒሓቶ
ብዘጋጠማ ፆታዊ ጥቅዓት እውን ጠኒሳ ካብ ፀላዒ ወሊዳ
ፀላዒ ቆልዓ የዕብይ አለኩ በዓልቲ ገዛይ እውን ናይ ጥዕና ፀገም አለዋ ይብል አሎ ናይ ሎምዓንቲ በዓልታሪክና
ሕዚ አብ ምንታይ ኩነታት ይርከብ ንዝብል
ሙሉዕ ታሪኩ ስምዕዎ
- Title
- "ዝሽፍት ዘሎ ሓይሊ ሕዚ ዘሎ ኩነታት ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ ኣይኾነን ክብል ኣይኽእልን ፃንሒት ምስ ፖለቲከኛ ዮሴፍ በርሀ!"
- Runtime
- 1:27:17
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- እዋናዊ ህልው ኩነታት ፓለቲካ ትግራይ አመልኪትና ምስ ምክትል አቦመንበር ውድብ ባይቶና አይተ ዩሴፍ በርሀ ፃንሒት ገይርና አለና
ምስ አይተ ዩሴፍ ጊዜያዊ ምምህዳር ትግራይ ክሕገዝን ክቅፅል ከምዘለዎ ከምውን ፕሬዝደንት ጌታቸው ናብ ፕሬዝደንትነት ክመፅዕ አትሒዙ ዝገጠምዎ እንቅፋታት አልዒልና አለና
- Title
- "ማሾ ሕዚ አብ ምንታይ ትርከብ ?እንታይ ኸ ሓድሽ ነገር ገጢምዋ...?"
- Runtime
- 37:36
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ናይ ሎምዓንቲ ጋሻና ቅድሚ ሕዚ አብ ናይል ሚዲያ ጋሻ ገይርናያ አብ #ሓዳራ ዝነበረ ፈተናታት አውጊዓትና ነይራ ብዙሕ ካብ ተከታተልትና ዝመፀ ሃሳብን ርኢቶን ድማ ነይሩ #ማሾ ሕዚ አብ ምንታይ ትርከብ ?ብድህሪኡ ከ እንታይ ገጢምዋ ኢልና ሓቲትናያ ብዙህ ሓደሽቲ ነገራት ነጊራትና አላ
- Title
- "ካብ ጓለይ ተምሃሩ-ምስ ዘይትፈጥዎ ሓዳር አይትግበሩ!"
- Runtime
- 42:32
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ፀጋ በሪሁ ይፍጠር ጓል 28ዓመት እያ ነይራ ብሓደ አጋጣሚ ምስ ዝፈለጠቶ ሰብ #ፍቅሪ ጀሚራ ብዙህ ከየፅንዓቶ ድማ #ሓዳር ጀሚሮም አብ ሓዳር ምስ ኣተዩ ድማ ብዙህ #ወንጀል ከም ዘለዎ ሰሚዓ ሓዳራውን ሰላም ስኢኑ ወላዲት ፀጋ ካብ ጓለይ ተምሃራ ሓዳር ምስ ዘይትፈልጥዎ ከይትሓስቡ ፈለማ ተፀናንዑ አነ ጓለይ እየ ስኢነ ይብሉ አለው እስቲ ዝ ታሪክ ስምዕዎ አብ ጓለን ዝበፅሓ ታሪክ አብ ውሽጢ ሓዘን ስምዒት ኮይነን ነጊረና አለዋ
- Title
- "ንውላደይ ከም ኣቦ ክኸውን እየ ዝበለ ናይ DDR ቕርሺ ሒዙለይ ጠፊኡኒ!"
- Runtime
- 1:29:28
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ሳምራዊት ናይ ሎምዓንቲ በዓልቲ ታሪክና እያ 2013ዓ.ም ናብ በረካ ወሪዳ በአጋጣሚታት ድማ ምስ ሓደ ብዕድመ ትዓብዮ ሰብ #ፍቅሪ ጀሚራ #ጠኒሳውን #ስድራ አፍቃሪዓ አይተቀበልዎን ነይሮም ግን ድማ ብሰላም ተገላጊላ ግን ድማ አፍቃርዓ ወዱ አይረዓየን #ብህይወት አይተመለሰን ናብራ ቀፂሉ ወዳ በይና ተዕብይ ቀፂላ ድሕሪ ብዙህ ጊዜ ሓደ ሰብ ናብ ህይወታ አትዩ ንሓዳር ይጥይቃ ብፍቅሪ እውን ብሓደ ይነብሩ ነይሮም
ብዝዓመነቶ ወዲ ተካሂዳ ሕዚ አብ ስቃይ ትርከብ ሙሉዕ ታሪክ ሂዝናልኩም ቀሪብና አለና !
- Title
- "ምዕራብን ፀለምትን ንጎንደር ተመዲቡ እዩ!"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ኣብርሃ(ብርዥዋ)
- Runtime
- 2:12:32
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- #ተጋዳላይ ኮ/ል አብርሃ #(ብርዥዋ )ገና አብ ጊዜ ቆልዕነቱ እዩ ናብቲ #17ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ተፀንቢሩ #ቃልሲ ህይወቱ ዝገበረ ።
ክሳብ ሕዚ አብ ቃልሲ እየ ዝርከብ ዝበለና ተጋዳላይ አብርሃ አብ ሽረ ህዝቢ ሽረ ምስ #ፕሬዝደንት #ጌታቸው ክዘራረብ አብ ዝተረከበሉ መድረክ እቲ አኬባ #ክርበሽ ካብ ዝገበሩ ሓደ እዩ ተባሂሉ ይውቀስ ነይሩ
ነዚ ድማ አብ ሚዲያና ቀሪቡ እቲ ዘጋጠመ ታይ እዩ ዝብል መልሲ ሂቡና አሎ
ብዛዕባ ህልው ኩነታት #ትግራይ እውን ምስ ተጋዳላይ አብርሃ አዋጊዕና አለና
- Title
- "ተቃላሳይ ህዝቢ ንሓደ መራሒ ሸበድበድ ኣይብልን!"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ኣብርሃ(ብርዥዋ)
- Runtime
- 5:53
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ዓርቢ ምሸት ይፀበዩና!
- Title
- "አገኘው ተሻገር ህልሙን ባዶ አስቀረነው !"ቆይታ ከታጋይ ሙሉ ባልቻ።
- Runtime
- 1:35:21
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ሙሉ ባልቻ ይባላል የዛሬው እንግዳችን
ከትግራዋይ እናቱ እና ከኦሮሞ ተወላጅ አባቱ በሻሸመኔ ከተማ ተወልዶ እድገቱም በዛው ነበር ለወላጅ እናቱ ብቸኛ ልጅ ነበር
እናቱ ስለ ትግራይ በነገረችው በጎ ነገር ብቻ ትግራይን ሳያውቃት ፍቅሩ አድሮበት ትግራይ ስትወረር ጊዜ ወደ ትግራይ በመምጣት ጦርነቱን ተቀላቀለ
በሰላሟ ጊዜ የማያውቃት ትግራይ በመከራ ጊዜ በትግራይ በረሃዎች በመንከራተት አውደ ውግያዎች በመሳተፍ የራሱን ደማቅ ታሪክ ፃፈ
ያሳለፈውን ከባድ የፈተና ህይወት ከሻሸመኔ እስከ የትግራይ በረሃዎች አውግቶናል
- Title
- "ዝወሃበና ሃፍቲ(ውርሲ)ክንእሰና እዩ ኢሎም ንወላዲቶም ዝቐተሉ ክልተ ኣሕዋት!"
- Runtime
- 1:09:57
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- አይተ ሃይለ ኪዳነ ይብሃሉ ናይ ሎምዓንቲ በዓል ታሪክና
አብ ከተማ #ዓዲ ዳዕሮ እዮም ዝነብሩ ምስ በዓልቲ ገዚኦም ወ/ሮ ህይወት ብምኳን ብስራሕ #ሕርሻ ድማ ይመሓደሩ ነይሮም
ብዙህ ጊዜ ናይ ልምዓት ሓርበኛታት ተባሂሎም ብኢ/ያ ደረጃ ተሸሊሞም እዩም #ሞዴል ሓረስቶት ብዝብል፡፡
ህይወት አጋጣሚዓ ብዙህ እዩ ክልተ ደቆም ብህይወት ከለው #ውርሲ ሓቡና ብዝብል ምስ ወለዶም ንነዊህ ዓመታት ዝፈጠርዎ ቅርሕንቲ መጨረሽኡ ንወላዲቶም #ብምቅታል ተዛዚሙ፡፡ንወላዲ አብኦም እውን ብካራ #ሓሪዶም ደርብዮሞ ግን ድማ ብህይወት ተሪፉ ሕዚውን አብ ፀገም አለኩ ህዝቢ ትግራይ ፍረዱኒ ይብሉ አለው እዞም አቦ፡፡
- Title
- "ሰራዊት ትግራይ ኣብ ክልተ ተኸፊሉ ዝበሃል ፃዕዳ ሓሶት እዩ፡፡ፃንሒት ምስ ኣዛዚ ሰራዊት ኣርሚ 26 ኮ/ል ሓጎስ ገብረ!"
- Runtime
- 1:09:36
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- አብ ወረዳ ሰሓርቲ ጣብያ አዲስአለም አብ መንጎ ሰራዊትን አመራርሓ እታ ወረዳ ዝተፈጠረ ጎንፂ አመልኪቱ አመሓደርቲ እታ ወረዳ ዘልዓልዎ ሕቶን አብ ማህበራዊ ሚዲያ ዝተልዓሉ ሓሳባትን መሰረት ብምግባርን ዘጋጠመ ፀገም ታይ ምኳኑ ንምፅራይ ምስ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ አርሚ አዛዚ ዝኮነ ኮ/ል ሓጎስ ገብረ ፃንሒት ገይርና አለና፡፡
- Title
- "ፍላይ ማንታ ወደይን፣ብፀላኢ ተደፊረ ዝወለድኹዋ ጓለይን ብዘይ ኣቦ የዕብዮም ኣለኹ!"
- Runtime
- 1:04:46
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- አብ ከተማ ሒዋነ ተወሊዳ ቆልዓ ከላ ወለዳ #ብሞት ተፈልዮማ
ሓንቲ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ናብ #አሶሳ ወሲዳታ አብ አሶሳ ተማሂራ
ፍቅሪ ዘይተርፍ እዩ እሞ አፍቂራ ፍቅሪ ጀሚራ #መንታ ወሊዳ
ሓደ ወዳ ሰብዓያ ሒዝዎ #ጠፊኡ አብ ትግራይ መፅያ ብዙህ ፀገም ገጢምዋ አብ እዋን #ኩናት ብዘጋጠማ #ፆታዊ መጥቃዕቲ ጠኒሳ ወሊዳ #ኤች አይ ቪ ፓዘቲቭ ኾይና
ዘላቶ ህይወትን ዘሕለፈቶን ህይወትን ነጊራትና አውጊዓትና አላ
- Title
- "ሓወይ ንዓይ ኣጥኒሱ ዓርሱ ኣጥፊኡ!"
- Runtime
- 30:27
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ናይ ሎምዓንቲ በዓልቲ ታሪክና ካብ ሸራሮ እያ መፅያ
ወለዳ ገና ህፃን ከላ እያ ብሞት ተፈልዮማ
በዓልቲ ሓዳር ነይራ ሓንቲ ቆልዓ እውን ወሊዳ እያ
ኩናት ምስተጀመረ በዓልገዝኣ ናብ ምግዳል ከይዱ ኣይተመልሰን
ዕጡቃት ኣብቲ ጊዜ ናብ ገዝዓ ብምካድ ጥቕዓት ፈጺሞምላ
እዚ ብቻ ዘይኮነ ሓዋ እውን ጥቅዓት ፈጺሙላ ሕዚ ናይ 7ወርሒ ጥንስቲ እያ ካብ ሓዋ
ሙሉዕ ታሪኩ ስምዕዎ
- Title
- "ኣደይ ብድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ ክትዝከር ኮይና እያ!"
- Runtime
- 1:15:44
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ድምዊት ለተመስቀል ገብረህይወት አብቲ 17ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ምስ መላዕ ስድራዓ ናብ በረኻ ወሪዳ ተጋዲላ እያ
ድሕሪ 1983ዓ.ም እውን አብ መቐለ ከተማ ዝተፈላለሉ ናይ ኪነት ስራሕቲ ትሰርሕ ነይራ
አብ ኢትዩ ኤርትራ ኩናት እውን ናብ ግንባር ብምካድ ሰራዊት ተለዓዕል ነይራ
ቅድሚ 13 ዓመት ምስ መሳርሕታ ብመኪና ሓደጋ ህይወታ ሓሊፉ
ወዳን ሓዋን ረኪብናዮም ኣለና
ከመይ ኣለው ?ለተመስቀል ብኣንደበት ስድራኣ ከመይ ትግለፅ ዝብል ድማ ሒዝናልኩም ቀሪብና አለና
- Title
- "ኣብ ከብድኺ ዘሎ ቆልዓ ሓሪደ እየ ከውፅኦ ይብለኒ ነይሩ በዓል ገዛይ!"
- Runtime
- 2:06:32
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ናይ ሎምዓንቲ ጋሻና ማሾ ትብሃል ብስራሕ ምክንያት ካብ ትግራይ ናብ አዲስ አበባን ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምካድ ስራሕ ጀሚራ አብ ማዕከል ምስ ሓደ ሰብ ተፋሊጣ #ፍቅሪ ጀሚራ #ሓዳር ገይራ፡፡ሓዳራ ፈተና ዝተመልኦ ነይሩ ኩል ጊዜ #ባእሲ #ምቅጥቃጥ ናብራይ ኢላ ሒዛቶ ብዙሕ ተፈቲና እያ ብህይወታ ምንም ዘይብላ ናብ ትግራይ መፅያ ግን ሳላ ጥንካሬኣ ሕዚ አብ ፅቡቅ ናብራ ትርከብ #ማሾ ካባይ ተምሃሩ ትብለና አለና
ተከታተልዋ፡፡
- Title
- "ስድራ ድምፃዊት ለተመስቀል ገ/ሂወት(ፋቕዕ ፍቕሪ) ረኺብናዮም!ሰንበት ምሸት ክቀርብ እዩ፡፡
- Runtime
- 6:10
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ምስ ስድራ ለተመስቀል ገ/ሂወት ሰንበት ምሸት ይፀበዩና!
- Title
- "ምሳኺ ኣይምርዖን ሰለ ዝበልኹ፡ዝፈለሐ ማይ ናብ ሰብነተይ ኣፍሲሳ ኣቃፂላትኒ!
- Runtime
- 34:17
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- መንእሰይ በረከት ገና ቆልዓ ወዲ 4 ዓመት ህፃን ከሎ ወላዲቱ #ብመኪና ሓደጋ ተፈልያቶ ምስ እንበይትኡ እዩ አብዩ
2013ዓ.ም እውን ናብ #በረካታት ትግራይ ወሪዱ ተጋዲሉ እዩ
ድሕሪኡ ምስ ቤተሰቡ እንዳተቀመጠ መዓልታዊ ስራሕ እንዳሰርሐ ይመሓደር ነይሩ፡፡
ጥሪ 24/2017 ዓ.ም ድማ ቅድሚ ሕዚ ይፈትወካ እየ ትብሎ ዝነበረትን ንሓዳር ትደልዩ ዝነበረት ቆልዓ ንምንታይ ምሳይ ዘይትኮን ብምባል ዝፈለሐ ማይ ኣፍሲሳ ኣቃፂላቶ
ሙሉእ ታሪኩ ነጊሩና አሎ፡
- Title
- "ልጄ ንብረቴ ሲሸጥ ከአባቱ ጋር ተባበረ!"
- Runtime
- 1:15:27
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ወይዘሮ ዓይናለም በኦሮምያ ክልል ተወልዳ ያደገች ሲሆን ገና በ 12ዓመቷ ቤተሰቦቿ ለ 30ዓመት ጎረምሳ ዳርዋት ።
ወለጆችዋ የትግራይ ተወላጆች ሲሆኑ 1977ዓ.ም በነበረው ድርቅ ሳቢያ ወደ ኦሮምያ ክልል ተሰደው ነበር የሚኖሩት
ታዲያ ዓይናለም በልጅነት በጀመረችው ትዳር የአራት ልጆች እናት ሆናለች
ወይዘሮዋ ከትዳር አጋርዋ ጋር በመሆን ወደ አማራ ክልል ኑሮዋቸውን ያደረጉ ሲሆን በ 2008 ዓ.ም በሀገራችን በነበረው ችግር ምክንያት ከተጋሩ ቤተሰብ በመወለዷ ምክንያት ባለቤት ያሰቃያት ነበር በመጨረሻ ከምትኖርበት የአማራ ክልል ወረታ አካባቢ ወደ ትግራይ 3ልጆቿን ጥላ ለመምጣት ተገደደች
ህይወት ከባድ እና ውስ...
- Title
- "ካብ እስራኤል ማይ ጸሎት ንክትሕፀብ ዝመፀት ጓለይ ተቀቲላ ተረኺባ!"
- Runtime
- 47:15
- Date posted
- 1 year ago
- Description
- ኣዳነች ኣብርሃ ኣብ ዓዲግራት ተወሊዳ ዝዓበየት እንትኾን ብሞያ መምህርነት ተቖፂራ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ሰሪሓ እያ።
ሙያ መምህርነት ምስ ዘፋለጣ ባዓል ገዝኣ ተፋሊጣ ናብራ ኻብ ትጅምር 15 ዓመት ጌራ።
#ሓዳራ ንፋስ ክኣትዎ ምስ ጀመረ ናብ ሃገረ #እስራኤል ከይዳ ሂወታ ክትመርሕ ፈተነት።
ይኹን ዳኣ 'ምበር ኣብ እስራኤል 'ውን ክጥዕማ ኣይከኣለን፤ #ሓሚማ ተመልሰት።
ብሓባር ዘፍረይዎ ገዛ #"ንማቐል" ስለዝበለት ፤ "ኣይፋሉን ሓቢርና ዳኣ ንንበር" ብዝብል ናይ ባዓል ገዝኣ ምኽንያት "ናብ ፀበል ንኺድ" ኢሉ ዳሓር ግና ሂወታ #ከምዝሓለፈ ተረጋጊፁ ኣሎ።
እዚ #ወንጀለኛ ምስ ተሓባባሪቱ ዝነበረት ሓፍታ ብነፃ ተ...
- Title
- "ብናይ ጌታቸው ረዳ ስንፈት እዩ ትግራይ ናብ ውድቀት ትኸይድ ዘላ!"ፃንሒት ምስ ፓለቲከኛ ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው!
- Runtime
- 59:00
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ተጋዳላይ ሸዊት ቢተው አባል ውደብ ናፅነት ትግራይ እዩ
አብ እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ብዝሃለፈ ሰሙን ሰራዊት ትግራይ ዘውፆ መግለፂ አመልኪትና ፃንሒት ገይርና አለና
ሸዊት ዝሃለፈ ብተደጋጋሚ ይግበር ዝነበረ አኬባ ውድብ ህወሃትን ሰራዊት ትግራይን ምንም ለውጢ ዘየምፀ ከምዝኮነን ትግራይ አብ ሓደጋ ከምዘላ ይዛረብ
- Title
- "በዓልገዛይ ጉድኣተይ ምስረኣየ አይደልየክን ኢሉኒ!"
- Runtime
- 27:06
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- አብ ትግራይ አብ ዝነበረ ወራር አብ ብርክት ዝበላ ደቂ-ኣንስትዩ ትግራይ ፆታዊ ጥቅዓት በፂሑ እዩ፡ናይ ሎምዓንቲ ጋሻና ድማ አብ ከተማ #ሁመራ እያ ነይራ #ኲናት ምስተልዓለ ሰራዊት #ሻዕቢያ ረኪቦማ ልዕሊ 10 ኮይኖም #ደፊሮምዋ
ንሰለስተ መዓልቲ ብዘይ ምግቢ ብዘይ ማይ አብ በረኻ የሳቅይዋ ነይሮም ሓደ ዓመት ዝገበረ ወዳ እውን ደብዲቦም ወቂኦም ንሕማም ተቃሊዑ እቲ ዘጋጠማ ነገርን ዘላቶ ኩነታትን አዋጊዓትና አላ፡
- Title
- "ቀታሊ ሰናይት ንክርከብ ሓገዝቲ ክንኸውን ኢና-ወላዲ ቀታሊ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ!"
- Runtime
- 48:24
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ናይል ሚድያ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ከተማ መኾኒ ብዘስካሕኽሕ ኹነታት ህይወታ ብዛዕባ ዝሰኣነት ጓል 23 ዓመት ሰናይት ብዝምልከት ምስ ወላዲታን ምንኣስ ሓፍታን ፃንሒት ጌርና ምንባርና ይዝከር።
ቐታሊ ሰናይት ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ግለሰብ ብውሳነ ቤት ፍርዲ ነፃ ተባሂሉ እዩ።
ወላዲ ኣቦ ተጠርጣሪ ናብ ሚድያና ብምምፃእ "ወደይ ንሰናይት ኣይቀተላን ፤ ሓቂ ኣለኒ ስምዑኒ"ይብሉ።
ሕዚ 'ውን ሰናይት ፍትሒ ንኽትረክብ ንሕተት፤ ወደይ ግን ቀታሊ ሰናይት ኣይኮነን ይብሉ።
- Title
- "ብሰንኪ ቁመተይ ኽልተ ጊዜ ሓዳረይ ተበቲኑ!"
- Runtime
- 1:18:30
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ብርሃነ ሳሙኤል ይበሃል።ብዙሓት #ሻንቆ ኢሎም ይፅውዕዎ።
#ተዋሳኣይ እዩ።ቁመቱ ብጣዕሚ ሓፂር እዩ። ካብዚ ብዝተልዓለ ብዙሓት ነዚ #ኣፈጣጥርኡ ምኽንያት ብምግባር ንባዕሉ፤ ንቤተሰቡ፤ ንዝዓበየሉ ማሕበረሰብ #"መርገም እዩ" ብምባል የሸማቕቑዎም ኔሮም።ክልተ ጊዜ ሓዳር ጌሩ ክልተ ቖልዑ ዝወለደ እንትኾን ብምኽንያት ተፈጥሮኡ ሓዳሩ ስኢኑ እዩ።
ሂወት ታሪኹ ኣዕሊሉና ኣሎ።ከምዝስዕብ ክነቕርቦ ኢና።
- Title
- "ህ.ወ.ሓ.ት ክትጠፍእ እዩ ዘለዋ " ፃንሒት ምስ ሸዊት ውዳሴ!
- Runtime
- 1:17:06
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ሸዊት ውዳሰ መምህር ዩኒቨርስትን ባዓል ሞያ ሕግን እዩ።
ማሕበራዊ ሚድያ ንፅቡቕ ካብ ዝተጥቀሙሉ ሰባት ሓደ እዩ።
ብፍላይ "ምስሐይ ንኣበርገለ" ኢሎም ምስ መሓዙቱ ዝጀመርዎ ምንቅስቓስ ብጥሜት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብ ምብፃሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ጌሩ እዩ።
ሸዊት ኣባል ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) እዩ።
ብዛዕባ ፖለቲካ ትግራይን ብዛዕባ ናይ ውልቀ ሂወቱን ኣብ ናይል ሚድያ ፃንሒት ጌርና ኣለና።
- Title
- "7ተ መዓልቲ ለይትን ቀትርን ኣብ ናይ ባሕሪ ጉዕዞ !"
- Runtime
- 1:06:29
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- #ሙዝየም ይብሃል ድምፃዊ እዩ አብ ቲክቶክ ብዝገብሮም #መነቃቅሒ ዘረባታት ይፍለጥ፡፡ድሕሪ 8 ዓመት እዩ ካብ ሀገረ #ጀርመን ናብ ትግራይ መፅዩ ከቢድ ዝኮነ ናይ #ስደት ህይወት አሕሊፉ እዩ #ብባሕሪ እዪ ካብ ዓዲ ወፅዪ ስደት ከይትሓስብዎ ይብል እዩ ሙዚየም፡፡ሙሉእ ትሕዝትኡ ተከታተሉ፡፡
- Title
- "25 ዓመት ዝተፈረደሉ ቀታሊ ጓለይ-ቤት ፍርዲ ብነፃ ብይን ሂቡኒ!"
- Runtime
- 38:44
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ጓል 23 ዓመት መንእሰይ ሰናይት!
ኣብ መኾኒ ተወሊዳ ኣዲስ ኣበባ ዓብያ።
2012 ዓ/ም ናብ ትውልዲ ዓዳ ብምምላስ እንዳ መስተ ኸፊታ ዓርሳን ቤተሰባን ምምሕዳር ጀሚራ።
ሓደ ኣብ ስርሓ ዝፈልጣ ዓሚል ንዘቕርበላ ተደጋጋሚ ናይ# ፍቕሪ ሕቶ ፍቓደኛ ስለዘይነበረት የፈራርሓ ኔሩ።
ምኽንያት እምቢታ ሰናይት ካልእ ኣፍቃሪ ስለዝነበራ እዩ።
#"የፍቅረኪ እየ" እንዳበለ ብተደጋጋሚ የፈራርሓ ዝነበረ ወዲ መጨረሽኡ ናይ ክልተ ወርሒ #ነፍሰ ፁር እንዳሃለወት#ቀቲሉዋ።
ዋላ ኳ ቤት ፍርዲ 25 ዓመት ፈሪድሉ እንተነበረ ፤ ሕቶ ይግበአኒ ብምሕታት #ብነፃ ተለቒቑ ኣሎ።
ቤተሰብ ሰናይት ኣብ ናይል ሚድያ ቐሪቦም "ፍትሒ ስኢን...
- Title
- "ሰብ ቀደም "ብዝብል ብማሕበራዊ ሚዲያ እየ ዝፍለጥ!
- Runtime
- 28:30
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- # ሰብ ቀደም ብዝብል ናይ ማህበራዊ ሚዲያ ሽም ይፍለጥ
ናትናኤል ይብሃል ካሜራ ማን ቪዲዩ ኤዲተርን#ቲክቶከርን እዩ
ቲክቶክ ብምጥቃም ናይ ቀደም ስራሕቲ እንዳቅረበ ንብዙሃት የዘናግዕ፡፡
ምስ ናይል ሚዲያ ፃንሒት ገይሩ አሎ
- Title
- "ምስ ጉባኤ ዘኻየደ ህ.ወ.ሓት ተዘይወጊንካ ባንዳ ይብሉኻ"ፃንሒት ምስ ጠዓመ ዓረዶም!
- Runtime
- 1:55:32
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ተጋዳላይ ጠዓመ ኣረዶም ኣባል ህወሃት (ጉባኤ ዘየካየደ )እዩ
ኣብ ሕልው ፓለቲካ ትግራይ ኣመልኪትና ፃንሒት ገይርና አለና
*አብ ፃንሒትና ቀንዲ መፈላለይ ምክንያት ህወሃት
*ቀፃሊ ፓለቲካ ትግራይ ከመይ ይዕረይ ዝብሉም ካልዖትን አልዒልና አለና
- Title
- "ነዊሕ መንገዲ ብእግራ ወሲዶም ቀቲሎምዋ!"ሰብኣዊ ሓገዝ ዶብ ኣልቦ ሓኪም MSF ኣተሓባባሪት ዝነበረት ማርያ !"
- Runtime
- 58:59
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዶብ ኣልቦ ሓካይም MSF ኣተሓባባሪት ዝኾነት ማርያ ሓዊሱ፣ረዳታን ሽፈራን ኣብ ስራሕ እናሃለዉ #ብሰራዊት ኢትዮጵያ ተቀቲሎም ሂወቶም ሓሊፉ እዩ።
ማርያ ብጣዕሚ ተፈታዊትን ደፋርን ምንባራ መሳርሕታ ይዛረቡ።
ኣብ #ሸውዓተ ሕጉም ኣብ ስራሕ ከለው 2013ዓ.ም ተቀቲሎም ።ኣብ'ቲ ቅፅበት ታይ ይመስል ነይሩ ዝብልን ንዐኦም ዝዝክር ፕሮግራም ገይርና ኣለና!
- Title
- "ትግራይ ሕዚ'ውን ገና ኣይተሰምዐትይ"ፃንሒት ምስ ተዓዋቲት ቲክቶክ ኣዋርድ ስኬት ንጉስ!
- Runtime
- 51:42
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- አብ ቀረባ እዋን አብዝነበረ ናይ #ቲክቶክ አዋርድ ተሸላሚት እያ
ትግራወቲ ቲክቶከር ስኬት ንጉስ፡፡ከቢድ ዝኮነ ንሕንሕ አብ ዝነበረሉ ውድድር አሸናፊት ዝነበረት ስኬት አብ መድረክ ዝገበረቶ ዘረባ ክቁረፅ ተገይሩ አሎ፡ተምሃሪት 12 ክፍሊ ዝኾነት ስኬት ሕልመይ ገና እዩ ልዕሊ ዝገብዓኒ ክብሪ እዩ ሕዝበይ አክቢሩኒ ትብል አላ።ምስ ናይል ሚዲያ ዝገበረቶ ፃንሒት እነሆ፡
ርሑስ በዓል ልደት፡፡
- Title
- "ልዕሊ ዝግበኣኒ እዩ ክብሪ ረኺበ!"ተዓዋቲት ቲክቶክ ኣዋርድ ስኬት ንጉስ!
- Runtime
- 2:47
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ርሑስ በዓል ልደት!
- Title
- "ወታደራዊ መራሕቲ ትግራይ ጠንቂ ብልሽት ፖለቲካ ትግራይ እዮም"ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ወዲ ፈጠነ(ካልኣይ ክፋል)
- Runtime
- 45:38
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ተጋዳላይ ሃይለስላሴ ኣሰፋ ( ወዲ ፈጠነ ) ገና ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ በረኻ ዝወረደ ባዓል ብዙሕ ታሪኽ ተጋዳላይ እዩ።
ካብ 1983 ዓ/ም ጀሚሩ ኣባላት ምክልኻል ሃገር ብምዃን ዝተፈላለዩ ተልእኾታት ፈፂሙ እዩ።
ብፍላይ ካብ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሳብ ዝተሰናበተሉ እዋን ኣብ ክልል ሶማሌ ይፍጠሩ ዝነበሩ ናይ ጎሳ ግጭት ንምፍታሕ ዝተፈላለዩ ናይ ልዝብ መድረኻት ብምፍጣር ብዙሕ ህልቂት ኣትሪፉ እዩ።
2013 ኣብ ዝነበረ ጆኖሳይዳዊ ውግእ ዝቸፈላለዩ ዓውደ ውግኣት መሪሑ እዩ።
ምስ ናይል ሚድያ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ብፍላይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብዛዕባ ዝለዓሉሉ ወቐሳታት መልሲ ...
- Title
- "ወታደራዊ መራሕቲ ጠንቂ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ብልሽት እዮም"-ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ወዲ ፈጠነ፡፡
- Runtime
- 54:02
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ተጋዳላይ ሃይለስላሴ ኣሰፋ ( ወዲ ፈጠነ ) ገና ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ በረኻ ዝወረደ ባዓል ብዙሕ ታሪኽ ተጋዳላይ እዩ።
ካብ 1983 ዓ/ም ጀሚሩ ኣባላት ምክልኻል ሃገር ብምዃን ዝተፈላለዩ ተልእኾታት ፈፂሙ እዩ።
ብፍላይ ካብ 2006 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሳብ ዝተሰናበተሉ እዋን ኣብ ክልል ሶማሌ ይፍጠሩ ዝነበሩ ናይ ጎሳ ግጭት ንምፍታሕ ዝተፈላለዩ ናይ ልዝብ መድረኻት ብምፍጣር ብዙሕ ህልቂት ኣትሪፉ እዩ።
2013 ኣብ ዝነበረ ጆኖሳይዳዊ ውግእ ዝቸፈላለዩ ዓውደ ውግኣት መሪሑ እዩ።
ምስ ናይል ሚድያ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ብፍላይ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብዛዕባ ዝለዓሉሉ ወቐሳታት መልሲ ...
- Title
- "አበበ አስገዶምን ሴኮን መስዋእቶም ቅድሚ ምስማዕና ጠሊሞምና ንብል ነይርና...!"
- Runtime
- 1:18:04
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ትግራይ ካብ ዘፍረየቶም ጀጋኑ ጋዜጠኛታት ሓደ እዩ።
ብፍላይ ኣብ 2013 ዓ/ም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጄኖሳይዳዊ ኵናት ንምምካት በረኻ ዝወረደ እዩ።
ናይ ጠንካራ ጋዜጠኛ ታት ኣብነት እዩ።
ጋዜጠኛ ወልደምህረት ገዛኢ ምስ ናይል ሚድያ ብዛዕባ ናይ ውልቀ ሂወቱን ፤ ናይ ቃልሲ ሂወቱ ከምኡ ውን ብዛዕባ ኣብ ስራሕ ዘጋጠሙዎ ፈተናታት ፃንሒት ጌሩ ኣሎ።
- Title
- "ቦኽሪ ወድና ብጭካነ ንኣዲኡ ቀቲሉዋ-ደማ ፈሲሱ ተወዲኡ ረኺብናያ!"
- Runtime
- 37:40
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ኣቶ ግርማይ ይበሃሉ። ነባራይ ከተማ መቐለ እዮም።
ን 35 ዓመታት ዝኣክል ምስ ወይዘሮ ብርዛፍ እሸቱ ብሓዳር ዝፀንሑ ኾይኖም 3 ደቆም ኣለውዎም።ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብዚ ቤተሰብ ሕማቕ ነገር ተሰሚዑ።ቦኽሪ ገዛ ዝኾነ መንእሰይ ሞገስ ግርማይ ንወላዲት ኣዲኡ ብዘስካሕኽሕ ኹነታት ቀቲሉዋ።
ኣቶ ግርማይ " መዋቲት በዓልቲ ገዛይ ፤ ቀታሊ ድማ ቦኽሪ ወደይ እዩ" ኽብሉ ብልዑል ሓዘን ይገልፁ።
"ወደይ ምስ ኣዲኡ ምንም ዓይነት ባእሲ ኣይነበሮምን" ዝበሉ ኣይተ ግርማይ ፤ ኾይኑ ግና ወዶም ብባህሪኡ ኣሸጋሪ ከምዝነበረ ይገልፁ።ወዶም ንወላዲት ኣዲኡ ብዘስካሕኽሕ ኹነታት ኣእዳዋ ሰይሩ ርእሳ ብምጭፍላቕ ከምዝቐተላ ይዛረቡ...
- Title
- "መልሓሰይ ምስተቆረፀ ተስፋ ሲኢነ!"
- Runtime
- 42:16
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- 3 ዓመት ምግቢ ዘይበልዐ ተጋዳላይ!
ተጋዳላይ ሚኪኤለ ገብረዮውሃንስ ይበሃል።ቅድሚ ሕዚ ኣባል ናይ ኢ/ያ መከላከያ እዩ ኔሩ።ኮማንዶ ኾይኑ ናይ ብዙሓት ሰበ ስልጣናት ዓጃቢ ኔ ድሕሪ ሞት ጀነራል ሰዓረ ናብ ትግራይ
ብምምፃእ ኣባል ፉሉይ ሓይሊ ትግራይ ኮይኑ።
ኣብ ጊዜ ኲናት በረኻ ብምውራድ ኣብ ብዙሓት ዓወደ ውግኣት ተሳቲፉ።2014 ዓ/ም ኣብ ከባቢ ኣፉ ድሕሪ ምውቅዑ ግን ሂወት ከቢዳቶ።ብምኽንያት ዝገጠሞ ጉድኣት መልሓሱ ተቖሪፁ።
ምግቢ ምብላዕ ኣይኽእልን። ኣብ ኣፉ ብሕክምና ዝተገበረሉ ሓፂን ድማ ን ልዕሊ 3 ዓመት ብምፅንሑ በስቢሱ እዩ።
ብምኽንያት እዚ ኣፉ ሓሰኻ ፈጢሩ።
ብዙሕ ጊዜ ዓርሱ ከጥፍ...
- Title
- "አብ ሑመራ ዘሎ ንብረተይ አየማሓድሮን!"
- Runtime
- 59:48
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- መኮነን ገብረኣነኒያ መብዛሕትኹም ኣብ ሶሻል ሚድያ ትፈልጡዎ ኢኹም።
ምስ ናይል ሚድያ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ፦
ምስ ሰበ ስልጣናት ህወሓት ዘለዎ ቅሬታ እንታይ እዩ?
ሕዚ ጥሪቱ ከመሓዳድር ከምዘይከኣለ
ብቐፃልነት ኣብ ትግራይ ክሰርሖም ብዛዕባ ዝሓሰቦም ነገራት
ብፍላይ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ "ደቂ ትግራይ ክእሰሩ ጌሩ እዩ " ተባሂሉ ብዛዕባ ዝውቀሰሎም ነገራት ሓዊሱ ብዙሓት ጉዳያት ኣብ ናይል ሚድያ ኣልዒልና ኣለና።
ስለ መኮነን ገብረአናኒያ ዘይተሰምኡ ጉዳያት እውን ብዙህ አልዒልና አለና
ተኸታተሉና!
- Title
- "4 ሰዓት ብምስሓቅ ናይ ዓለም ክብረወሰን ዝሓዘ!"
- Runtime
- 40:46
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ንነዊሕ ሰዓታት ብምስሓቕ ክብረ ወሰን ዓለም ዝጨበጠ ትግራዋይ ትግራዋይ ሓውና ገብረኺዳን ገብረማርያም ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ ሰዓታት ብምስሓቕ ናይ ዓለም ናይ ሳሓቕ ክብረ ወሰን ዝሰበረ እዩ።
"ሰሓቕ ዝሓረማ ትግራይ ክትስሕቕ ኣለዋ" ዝብል ገብረኺዳን ፤ " ዝገጠሙኒ ናይ ሂወት ፈተናታት ንብዙሓት መምሀርቲ እዮም " ይብል።
ስለ ናይ ግሊ ሂወቱን ካልኦት ዘጋጠሙዎ ፈተናታትን ኣብ ናይል ሚድያ ፃንሒት ገይሩ ኣሎ።
ኣብ ናይል ሚድያ ሓቢርና ንስሓቕ!
- Title
- "ጌታቸው ረዳ ፕሬዝደንት ከምዝከውን ይፈልጥ ነይረ"ፃንሒት ምስ ሓዋ ንድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም !"
- Runtime
- 33:07
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ንነዊሕ ጊዜ ካብ ሙዚቃ ጠፊኡ እዩ ፀኒሑ፡፡ብዘጋጠሞ ሕማም ምክንያት ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም መላእ ቤተሰቡ አሕዋቱ ንግስቲ ሓየሎም ማሙሽ ሓየሎም ሎሚናት ሓየሎም እውን አብ እብየት ሙዚቃ ትግርኛ አብይ ግደ ዘለዎም እዮም።ንምንታይ ካብ ሙዚቃ ርሒቁ ፀኒሑን ካልኦትን ስለ ስራሕቱ አዋጊዕና አለና ።
- Title
- ፍትሒ ዘይረኸበ ቅትለት ዶ/ር ሰሎሙን...?
- Runtime
- 1:09:03
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ዶ/ር ሰለሙን ገብረ 2013ዓ.ም ምዕንተ ሕዝቢ ትግራይ ኢሉ ክጋደል በረኻ ወፅዩ
ታህሳስ 02 2015ዓ.ም ለይቲ ደቂሱ ከሎ ሞይቱ ተረኺቡ
ወለዱ ሞት ወድና ይፃረየልና ዋላ እንኳ ተበሉ ሞት ዶክተር ሰለሙን ከይተፃረየ ብሕጊ አካላት አርሱ አጥፊኡተባሂሎም
ወለዱ ናብ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ አመራርሓን ካልዖት አበይቲ መራሕቲ ዋላ ከይዶም ምኽንያት ሞት ወድና ይፃረየልና ኢልና ግን ሰማኢ ስዒንና ይብሉ
ዶክተር ሰሎሙን ገብረ ህይወቱ ካብ ዝሓልፍ ክልተ ዓመት ገይሩ ስለ ዶክተር ሰለሙንን አሞውትኡ ከይዲ ፍትሒ ታይ ይመስል ዝብል ምስ ስድርኡ ፃንሒት ገይርና አለና
- Title
- "ኤርትራውያን አብ ፀገምና አይተፈለዩናን!"
- Runtime
- 55:30
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ተጋዳላይ ገብረማርያም አዲሱን ተጋዳሊት ዳናይት ካሕሱ ይበሃሉ
አብ ትግራይ ብዝነበረ ኩናት ክልቲኦም ክልተ ዓይኖም ተጎዶኦም ምርኣይ አይክእሉን፡፡ኣብ ሕክምና መለስ ካምፓስ ከለው ተፋሊጦም ፍቕሪ ድማ ጀሚሮም ።ናይ ኽልቴና ፍቕሪ ተመሳሳሊ ጸገም ስለዘለና ንብዙሓት ዘደንገፀ ነይሩ ይብሉ ፡አብ መለስ ካምፓስ ዝጀመረ ፍቕሪ ሕዚ ወሊዶም ብሓደ ክነብሩ ገይርዎም
አብ ከቢድን አፀጋሚን ናብራ ድማ ይርከቡ ምስ ሚዲያና ዝገበርዎ ፃንሒት ተከታተሉ፡
- Title
- ዘይተሰምዑ ነገራት ስለ ቀታሊ ሓበን ብአንደበት ወላዲኣ
- Runtime
- 30:23
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ሓበን የማነ ገና 19 ዓመታ ቅድሚ ወርሒ አብ ከተማ መቐለ ግፍዓዊ ብዝኮነ መንገዲ ኣብ 15 ቦታ ብካራ ተወጊኣ ተቀቲላ
ወላዲኣ አይተ የማነ ንጉስ ጓለይ ንፍዕትን ብዙሕ ሕልሚ ነይርዋ ይብል፡፡ስለ ከይዲ ፍርዲ ታይ ይመስል ዝብልን ስለ ሓበን ብዙሕ ሓደሽቲ ነገራት ድማ አዋጊዑና አሎ፡
- Title
- "ሕዚ ትግራይ ከመይ አላ" እንታይ እዩም መፍትሕታቱን ፃንሒት ምስ ዶክተር ፋሲካ
- Runtime
- 50:32
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- አብ ትግራይ ካብ ዝርከቡ ብሉፃት በዓል ሞያ ጥዕና ሓደ እዩ ዶክተር ፋሲካ አምደስላሴ
ሓላፊ ቢሮ ጥዕና አብ ዝነበረሉ ጊዜ ንህዝቢ ይገብሮም ፍሉይ ድጋፍ ብዙሓት የምስግንዎ
ምስ ዶክተር ፋሲካ አብ ናይል ሚዲያ ስለ ውልቃዊ ህይወቱ አዋጊዕና አለና
ሕዚ ትግራይ ከመይ አላ ዝብል እውን ዶክተር ፋሲካ ምስ መፍትሒታት ዝብሎ አቀሚጥዎ አሎ
- Title
- "ሰንበት መርዓ ሓሙስ ናብ ሓዘን ዝቀየረ ሞት ሊድያ እንታይ እዩ?
- Runtime
- 40:23
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ኣብ ከተማ ውቅሮ መርዓ ገይሮም ብሳልሳይ መዓልቲ ብበዓል ገዝአ ዝተቀተለት ሊዲያ ኣለም ኣቡአ ጓለይ ፈታዊት ኣሕዋታን ቤተሰባን ነይራ ይብሉ፡፡
ጓለይ ግፍዓዊ ብዝኮነ ጭካነ እያ ህይወታ ጠፊኡ እውን ይብሉ
ዓርኪ ሊዲያ ሮዚና እውን ኣብ መርዕዖም መዓልቲ ክልቲኦም ሕጉሳት ነይሮም ትብል፡፡
- Title
- ጨኪኖም ቀቲሎምዋ ሓፍተይ
- Runtime
- 45:20
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ሚሌና ተክላይ ትባሃል ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዳ ዓብያ
ሚሊየና ቅድሚ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብግፍዓኛታት ሞይታ ዝተረከበት ሓፍቲ ማህሌት ተክላይ እያ
ማህሌት ብርሃን ገዛና ነይራ ትብል ሚለና
ጥቅዓት ደቂ ኣንስትዩ ደው ዝብል ግዳያት ብቻ ዘይኮናስ ኩላትና ክንቃለስ ከለና እዩ ድማ ትብል
- Title
- ኣብ ቀረባ እዋን፡ይፀበዩና፡ናይል ሚድያ
- Runtime
- 1:43
- Date posted
- 2 years ago
- Description
- ናይል፡ሚድያ፡ኣብ ቀረባ እዋን ማሕበራዊ ፖለቲካ ፉሉይ መደብ ሒዘልኹም ክመፅእ እየ፡

